1ይ ቆሮንቶስ 2:1-2 - :ኣሕዋተየ፡ ኣነ ድማ ኣብ ማእከልኩም ከሎኹ፡ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ፡ ንሱ ኸኣ እቲ እተሰቕለ፡ ሓደ ነገር እኳ ኸም ዘይ

በ ስም ኣብ ወወልድ ወ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።

Tuesday 20 August 2013

ወግዓዊ ወብሳይት ፖፕ ኣለክሳንደርያ ብ ፈጠርቲ ራዕዲ ተጠቂዑ!። Breaking News: The official website of the Pope of Alexandria has been hacked by the MB and the supporters of Mohammed Morsi.


ወግዓዊ ወብሳይት ፖፕ ኣለክሳንደርያ ብ ፈጠርቲ ራዕዲ ተጠቂዑ!።
Breaking News: The official website of the Pope of Alexandria has been hacked by the MB and the supporters of Mohammed Morsi.


Breaking News: The official website of the Pope of Alexandria has been hacked by the MB and the supporters of Mohammed Morsi.
http://www.copticpope.org/cgi-sys/suspendedpage.cgi
Please Pray!!

ወግዓዊ ወብሳይት (ልሳን)ፖፕ ኣለክሳንደርያ ብ ፈጠርቲ ራዕዲ ከም ዝተጠቅዐ ተፈሊጡ።እቶም ፈጠርቲ ራዕዲ ነቲ ወብሳይት ብምጥቃዕ  ነቲ ወብሳይት ፎቶ ናይ መራሒ ሙስሊም ኣሕዋት ከም ዝጠቅዕሉን ኣብኡ ድማ ንክርስቲያንን ነቲ ንክርስቲያን ዝከላኸል ዘሎ ጀነራል ሲስን ደገፍቱን  ናብ ገሃንም ከነእትዎም ኢና ዝብል ናይ ፈኸራ ጽሑፍ ጽሒፎሙሉ።http://www.copticpope.org/cgi-sys/suspendedpage.cgi

እቲ ወብሳይት ንዉሑድ ግዜ ተቃጻጺሮሞ ብምጽናሕ።ህጂ ግን ፍጹም ተዓጽዩ ኣሎ።ቅድም ኢሉ ኣልቃዒዳ ን ወብሳይት ሲይአ(C.I.A.)ከምኡ ገይሩ ኣጥቂዑዎ ምንባሩ ይፍለጥ።http://www.bbc.co.uk/news/world-us-canada-16993488

በቲ ኮነ በቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ወቅቲ ትርከብ ኣላ።ስለዚ ብተኻእለና ብጸሎት ስለ ኣሕዋትናን ኣዴ ቤተ ክርስቲያናን ብጾሎት ክንነቅሕ ይግባእ።
በጃኹም ስለ እዛ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያና ሓቢርና ንጸሊ!።

No comments:

Post a Comment