1ይ ቆሮንቶስ 2:1-2 - :ኣሕዋተየ፡ ኣነ ድማ ኣብ ማእከልኩም ከሎኹ፡ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ፡ ንሱ ኸኣ እቲ እተሰቕለ፡ ሓደ ነገር እኳ ኸም ዘይ

በ ስም ኣብ ወወልድ ወ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።

Monday 7 November 2011

ምረጹ ንመን ከም እተገልግሉ !!!!::ወስኑ ምስ መን ከም እትነብሩ !!!!::

ምረጹ ንመን ከም እተገልግሉ ን ክርስቶስ ዶ ኣብ ትሕቲ ኣቡነ እንጠንዮስ ዋላስ ን  ሓለፍቲ ፖለቲከኛታት ኤረትራ ን ፕረሲደንት ኢይሳይያስን ምግልጋል ኣብ ትሕቲ እተወገዙ ኣቡነ ደስቆሮስ ምረጹ ህዝቢ ክርስትያን።ግን ሎም ከም ወዮ ኢያሱ ኣነን ቤተይን ግን ንእግዚኣብሄር ኢና ነገልግል ከም ዝበሎ  ምርጫና ንኣምላኽ ክኸውን ኣለዎ። ን ቤት/ኣምላኽ ከነገልግል ተኾይና ድማ ምስቶም ንኣምላኽ ከገልግሉ ዝመረጹ ምግልጋል እዩ። ምረጹ ኤረትራውያን ወይ ምስ ፈርዖን ወይ ምስ ክርስቶስ፡ ወይ ምስ ተወገዙ  ክብረትን ስልጣንን ዝመረጹ ወይ ድማ ምስ  ስለ ወንጌል ኣብ እሱር ቤት/ዝበሊ ዘሎ ዕድመኦም ቅዱሳን። ምረጹ!!!።

No comments:

Post a Comment