1ይ ቆሮንቶስ 2:1-2 - :ኣሕዋተየ፡ ኣነ ድማ ኣብ ማእከልኩም ከሎኹ፡ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ፡ ንሱ ኸኣ እቲ እተሰቕለ፡ ሓደ ነገር እኳ ኸም ዘይ

በ ስም ኣብ ወወልድ ወ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።

Wednesday, 21 August 2013

ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ብሰንኪ ፈጠርቲ ራዕዲ ኣብ ሓደጋ ኣትያ ከምዘላ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ሓቢሮም!።

ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ብሰንኪ ፈጠርቲ ራዕዲ ኣብ ሓደጋ ኣትያ ከምዘላ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ሓቢሮም !።


እታ ንኣስታት 200 ክልተ ሽሕ ዓመታት ኣብ ምድሪ ኣፍሪቃ ብሰላም ዝነበሬት መንበረ ቅዱስ ማርቆስ ወንጌላዊ ኣብዚ ዓለምና መሰል እንሲሳታት ይሕልው ኣለኹ ኣብ ትብለሉ ዘላ እዋን።መሰል ግብጻዊያን ቤተ ክርስቲያንን ህዝባን ግን ኣብ ግብጽን ማእከላይ ምብራቅን ካብ እንሲሳታት ንታሕቲ ኮይኑ ኣሎ።
chiristians in Egypt !
እዚ ኣዝዩ ንሰማዒኡ ዘሕዝን ኣብ ልዕሊ ግብጻዊት ቤተ ክርስቲያን ህዝባን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን መከራን ።ሃገራት ምዕራብ ሪአን ከም ዘይርኣያ ሰሚዐን ከም ዘይሰመዓ ምዃነን ንብዙሓት ሓቅን ፍትሕን ኣብዛ ዓለም ክርእዩ ዝምነዩ ደንጽዩዎም ኣሎ።

ኣብ ግብጺ ኣስታት 58 ኣብየተ ክርስቲያን ተቃጺለን ኣለዋ።ኣማኢት ክርስቲያናት ኣባይቶም ተቃጺሉን ተቀቲሎምን ንግዳዊ ቲካላቶም ብሓዊ ሓሪሩ፡ብዙሓት ደቂ ኣንስቲዮ መጻወቲ ሰዓብቲ ምስልሚና ኮይነን ኣለዋ።ብዙሓት ይጭወዩን ኣብ ዝኣተዉው ኣይተፈልጡን፡ካብኦም ካህናትን ድያቆናትን ቆልዑን ደቂ ኣንስትዮን መንእሰያትን ይርከቡዎም።
እዚ ኮይኑ እንዳ ሃለወ እቲ ሓቂ ግን ማዕከናት ዜና ምዕራብ ነቶም ብሕጊ መሰሎም ክንዲ ዝሓቱ ኣብ ስራሕ ሽበራ ተዋፊሮም ዘለዉ ፡ሰዓብቲv(muslim Brother) ሙስሊም ብራዘር  ደገፍቲ ሞርሲ  ዝረኽብዎ ዘለዉ የዋዓዉዓ ኣለዋ።
እዚ ኣዝዩ ኣሰካፍን ን ምሉእ ዞባና ዝትንክፍን ፍጻመ።ዓርኪ ኣሕዋት ኣስላም ዝኾነት ኣመሪካ እኳ ገለ ገለ ሰባት ሃይማኖታዊ መልክዕ ከትሕዝዎ ይፍትኑ ኣለዉ ተበለት።ዝኸደሉ ኣንፈት ግን ልክዕ ሃይማኖታዊ መልክዕ ኢዩ።
ኣልቃዒዳ ፖፕ ታዎድሮስ ን ግብጺ ናብ ክርስቲና ክቅይራ ይፍትን ኣሎ ክብል ከሲሱ ኣሎ።ወሲኹ እውን ን ፖፕ ታዎድሮስ ኣብ ኣስማት እቶም ዝቅንጸሉ ዝብሎም ሊስት ኣእትዩዎም ይርከብ።
ስለምንታይ ግን ሞስሊም ብራዘርስ ፖሎቲካዊ ሽግር ተሃሊይዎም ናብ ቤተ ክርስቲያን ምቅጻል ኣትዮም ዝብል ሕቶ??፡ዝሓቶ ሲኢኑ ዘሎ ሕቶ ኢዩ። ፖፕ ታዎድሮስ ሞርሲ ክወርድ ከሎ ነይሮም ኢዮም።መራሒ መስጊድ ኣልኣህዛር እውን ነይሮም ኢዮም።ታይ ደኣ ኮይኖም ን መስጊድ ኣልኣህዛር ዘይወቅዕዎ ፖሎቲካዊ ጸገም ተዝህልዎም።
እዚ ግም ኮነይ ኢልካ ነቲ ዝተረኽበ ከም መረበሺ ከም መልዓሊ ነገር ወሲድካ ን ቤተ ክርስቲያን ካብ ማእከላይ ምብራቅ ንምጥፋእ ዝግበር ዘሎ ኣዕናውን ሰጣናውን ጉዕዞ ጥራሕ ኢዩ።እዚ ድማ ኣብ 2012 ዓ/ም ኣል ጀምዓ ኣል ኢስላሚያ ዝተባህለ ሽብርተኛ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቦምብ ኣብ ዝገበረሉ ክርስቲያን ኣብ ዝቀተለሉን ግዜ "ካብ ፡ግብጺ ጀሚርና ክሳዕ ኢትዮጲያ ናብ ምስልሚና ክንቅይረን ኢና ፡ኢትዮጵያ ንዓና ቁርስና ኢያ "ክብል መዲሩዎ ዝነበረ ኣብ ግብሪ ንምውዓል ኢዩ ዝመስል ኣበጋግስኦም።

ክሳዕ ህጂ ጥራሕ ኣብ ግብጺ ልዕሊ 3 ዝኾና ኣብያተ ክርስቲያናት ናብ መስጊድ ቀይሮመን ኣለዉ ደገፍቲ ሞርሲ። በዚ ከይኣክል ድማ ደገፍቲ ፕረሲደንት ግብጺ ነበር ሞርሲ ኣብ ልዕሊ ክርስቲያናት ተኻታታልን ዘየቋርጽን መጥቃዕቲ ኣብ ምፍጻም ተጸሚዶም ይርከቡ።
ብፍላይ ድማ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ከም ዝብልዎን ከም ዝጽብጽብዎን ዘለዉ።ኣብ በዲልጋ፡ሚና፡ሶሃግ፡ ዝርከቡ ክርስቲያናት ንመጥቃዕቲ ቃልዕ ኮይኖም ኣለዉ።
ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚና ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ማርያምን ናይ ኣብርሃም ኣብያተ ክርስቲያናትን ብ ሓዊ ፍጹም ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይነን ኣለዋ።ተቃጻሊ ቦምብ ናብ ናይ ሶሃግ ቤተ ክርስቲያን ክድርብዩ ይርኣዩ ደገፍቲ ሞርሲ።
ካብ ከተማ ካይሮ ዝመጹ ሓደሽቲ ጸብጻባት ከም ዘመልክትዎ፡ኣብ ግብጺ ዘለዋ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዙሓት መጥቃዕቲ ይወርደን ኣብ ርእሲ ምህላዉ ብዙሓት ክርስቲያናት እውን ሚማቶም  ጭብጥታት የረድኡ።

ብ ተወሳኺ እውን ናይ ኮፕቲክ ፖፕ ታዎድሮስ 2ይ ፓትሪያርክ  ን መጀመርታ ግዜ ኣብ ታሪኽ ግብጻዊት ቤተ ክርስቲያን ካብ መንበረ ማርቆስ ካብ ካቴድራል ቅዱስ ማርቆስ ክወጹ ተገዲዶም ከም ዘለዉ ፡ምንጭታት ይሕብሩ !።
ኣልጀዚራ ከም ዝጸብጸበቶ፡-
ሊቢያዊ ታማር ረሻድ ዝተባህለ ተቃዋሚ፡”ን ፓትሪያርክ ታዋድሮስ ጽቡቅ ዜና ክነግሮ ደልየ ኣለኹ፡ኣብ መሬት ግብጺ ኣብየተ ክርስቲያናት ዘይነብሩሉ ግዜ ኣኺሉ ኢዩ“ክብል ተሰሚዑ ኣሎ።
ከምኡ እውን ብዙሓት ኣብያተ ክርስቲያናት ግብጺ ኣብ ልዕለአን ናይ ኣልቃዒዳ ኣርማ ባንደራ ተሰቂሉወን መስቀለን ለጊሱ ከም ዝረኣያ ምንጭታት ይሕብሩ ኣለዉ።እዚ ኣዝዩ ዘሕዝን ነገር እንዳ ተገብረ ግን ናይ ምዕራብ ማዕከናት ዜና ህዝቢ ዓለም ከይፈልጦ ናይ ሞርሲ ጉዳይ ጥራሕ ከዋዓዉዓ ምፍታነን ፡ዓለም ብሕብረት ኣንጻር ቤተ ክርስቲያን ተላዒላ ከም ዘላ ዘግህድ ኢዩ ይብሉ ብዙሓት ኣመንቲ
ኣመሪካ እውን ተኾነት ኣብ ጎድኒ እቶም ተቃወምቲ ከም ዘላን።ዛጊት ነታ ሃገር ዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ 1.5 ቢሎን ዶላር ከም ዘደስከለቶን ተፈሊጡ ኣሎ።
ናይ ኣመሪካ መራሒ ፕረሲደንት ኦባማ ብ ወገኑ፡ሓንቲ መስጊድ ተቃጺላ ብነድሪ ክዛረብ ከሎ፡ክሳዕ 58 ኣብያተ ክርስቲያናት ተቃጺለን ብዙሓት ክርስቲያናት እንዳሞቱን ኣጽቂጡ ስቅ ምባሉን።ዘይምኹናኑን ነዚ ከይስማዕን ኣቃልቦ ከይረክብን ክሽፍን ካልእ ኣርእስቲ ኣምጺኡ ምጉዕባዑን ምዝራቡን ንተዓዘብቲ ፡ኣመሪካ ብዘይካ ረብሓ ንመሰል ዉጽዓት ዘይትግደስ ሃገር ምኻኑ ግብልጺ ዝተቃለዐትሉ ወቅቲ ኢዩ ክብሉ ናይ ዓይኒ ተዓዘብቲ ተንቲኖም ኣለዉ።

ምስራዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ባብላዊ ተሓቲቱ ምስ ጋዜጠኛታት ኣብ ዝተዛረበሉ ግዜ ።”ኣመሪካ ኣብ ጎድኒ እዞም ጥርኑፋት እስላማውያን ኣላ።ገንዘባ ትጠንጢኖ  ጥራሕ ኢዳን እግራን ጥጠርፍ ጉዳይ ግብጻውያን ግብጻውያን ኣለናዮ” ክብል ብምዝራብ ወሲኹ ድማ “ኣመሪካ ሓደ ቢሎን ኢያ ንግብጺ ትህባ ነይራ። እዚ ግን  ምስቲ ካብ ከም እኒ ኮወይትን ኢማራትን ዝኣመሰላ ዝወሃበና ዘሎ ሓገዛት ክነጻጸር ከሎ ገንዘብ ኣይኮነን ፡ኣሸሓት ቢሎናት ዶላራት ካብ ካልእ ንረክብ ኣለና ።ካብ ኣመሪካ ንደልዮ ኢድካን እግርኻን ምጥርናፍ ጥራሕ ኢዩ ኢሉ ክዛረብ ከሎ ።ፖፕ ታዎድሮስ ድማ "ጉዳይ ግብጻውያን ግብጻውያን ኣለናዮ ናይ ደገ ኢድኩም ጠርንፉልና "ክብሉ ን ሃገራት ትርኩን ን ቀጠርን ዘለዎም ተቃዉሞ ገሊጾም ኣለዉ።ቀጠርን ቱርኩን ካብተን ደው ኢለን ኣብ ጎድኖም ደው ኢለን ብንዋትን ገንዘብን ብምሕጋዝ ን ሞስሊም ብራዘር ዘሻድንኦም ዘለዋ ሃገራት ኢየን።

               እግዚኣብሄር ኣምላኽ ቤተ ክርስቲያኑ ይሓሉ ኣሜን!።
        haymanoteabow@gmail.com

Muslim Brotherhood converts three churches in to mosques!!.

Muslim Brotherhood converts three churches in to mosques!!.

terrorst in in Egypt muslim Brotherhood conevert churchs in to mosques. The Coptic Church also criticized the way in which the crisis is reported outside of Egypt. It expressly speaks of 'false broadcast by Western media," and urges for an 'objective' revision to be made of the descriptions given to the actions of those 'blood-thirsty radical organizations.'" No chance of that as long as the Western media is filled with cheerleaders for the Muslim Brotherhood such as the "journalists" Bob Smietana, Niraj Warikoo, Kari Huus, Christiane Amanpour, and so very many others.

"Coptic Pope Blasts Muslim Brotherhood, US, EU," by Mary Abdelmassih forAINA, August 18:

(AINA) -- Since ex-president Morsy's ouster on July 3, attacks on Egyptian Christians by members of the Muslim Brotherhood have taken place in most governorates across Egypt. These attacks have escalated since security forces ended the pro-Morsy protests in central Cairo on August 14th. During their 6-weeks of protests, Muslim Brotherhood leaders explicitly threatened to harm the Copts should they be forced to end their protests, which they vowed to prolong until Morsy is restored to power.

Over the past weeks we have witnessed an increasing trend of anti-Christian rhetoric calling for 'the attack upon and eradication of Christians and churches' in Egypt," said Coptic Bishop Anba in the United Kingdom. "The result of such incitement, at least in part, has been the unprecedented attack on fifty two churches and numerous Christian homes and businesses across eight governorates in Egypt, within the space of twenty four hours."
Yesterday Dr. Naguib Gabriel, President of Egyptian Union of Human Rights Organization, said "82 churches, many of which were from the 5th century, were attacked by pro-Morsy supporters in just two days."
Coptic Pope Tawadros II issued a statement yesterday expressing his views on the violence which engulfed Egypt, 
pope Tawadrso||
accusing the Muslim Brotherhood of fomenting sectarian clashes.
The Pope said the Church is on "the side of Egyptian law, the armed forces and all the Egyptian civil institutions when it comes to confronting violent armed organizations and terrorizing forces, either within the country or from abroad." The Pope pointed out that one should look beyond the squares where the Muslim Brotherhood have been holding their protests, in order to gain a general overview of what has been happening for weeks in Egypt. "The attacks on government buildings and peaceful churches terrorize everyone, whether they be Copts or Muslims. These actions go against any religion, any moral code and any sense of humanity."
The Coptic Church also criticized the way in which the crisis is reported outside of Egypt. It expressly speaks of "false broadcast by Western media," and urges for an "objective" revision to be made of the descriptions given to the actions of those "blood-thirsty radical organizations." The Coptic Orthodox Church says that "instead of legitimizing them with global support and political coverage while they are trying to wreak havoc and destruction upon our beloved land, report all events truthfully and accurately."
Pope Tawadros reaffirmed his support for "national unity" and rejected any form of "international interference in our internal affairs. The Pope is at the top of the Islamists' assassination list. The views of the Coptic church are also held by Copts in general, 
who are angry with the US and EU powers, "who almost daily issue statements threatening to take further actions against our interim government and army, portraying the Muslim Brotherhood as victims while not even mentioning the destruction of over 80 churches,
as well monasteries, orphanages, businesses and Coptic schools by the Muslim Brotherhood," says Coptic activist Wagih Yacoub who believes that this western attitude emboldens them to carry out further violence. "To add insult to injury the Muslim Brotherhood this week hoisted the black Al-Qaida flag on top of St. George's church in Sohag. Three churches were turned into mosques in Minya and Friday prayers were held inside them."


coptic °we did not hold prayers ins the monastery on Sunday for the first time in 1.600 years.

coptic °we did not hold prayers ins the monastery on Sunday for the first time in 1.600 years.


Christians in Egypt are bracing themselves for more jihad attacks. "Minya churches cancel second mass for first time in 1,600 years. The egyptinaindependence publish thise http://www.egyptindependent.com/news/minya-churches-cancel-second-mass-first-time-1600-years Minya churches canceled on Sunday the second mass, holding only  a brief one. Meanwhile, prayers did not take place at other churches which were attacked.
Priest Selwanes Lotfy of the Virgin Mary and Priest Ibram monastery in Degla, south of Minya, said, “We did not hold prayers in the monastery on Sunday for the first time in 1,600 years.”
“Supporters of deposed President [Mohamed Morsy] destroyed the Virgin Mary and Priest Ibram monastery, which includes three churches, one of which is an archaeological site. One of the extremists wrote on the monastery wall ‘donate to the martyrs' mosque,'” Lotfy added.
Minya churches canceled on Sunday the second mass, holding only a brief one. Meanwhile, prayers did not take place at other churches which were attacked.
Priest selwanes lotyy of the Virgin mary and priest Ibram Monastery in Degla. South of minya,said, °we did not hold prayers in the monastery on Sunday for the first time in 1.600 years°.

Supporters of deposed president )Mohamed morsy) destroyed the virgin mary and priest Ibram monastery. Which includes three churches.one of which is an archaeological site.one of the extremists wrote on the monastery wll°donate to the martyrsù musque. Lotyf added.
haymanoteabow@gmail.com

Tuesday, 20 August 2013

ወግዓዊ ወብሳይት ፖፕ ኣለክሳንደርያ ብ ፈጠርቲ ራዕዲ ተጠቂዑ!። Breaking News: The official website of the Pope of Alexandria has been hacked by the MB and the supporters of Mohammed Morsi.


ወግዓዊ ወብሳይት ፖፕ ኣለክሳንደርያ ብ ፈጠርቲ ራዕዲ ተጠቂዑ!።
Breaking News: The official website of the Pope of Alexandria has been hacked by the MB and the supporters of Mohammed Morsi.


Breaking News: The official website of the Pope of Alexandria has been hacked by the MB and the supporters of Mohammed Morsi.
http://www.copticpope.org/cgi-sys/suspendedpage.cgi
Please Pray!!

ወግዓዊ ወብሳይት (ልሳን)ፖፕ ኣለክሳንደርያ ብ ፈጠርቲ ራዕዲ ከም ዝተጠቅዐ ተፈሊጡ።እቶም ፈጠርቲ ራዕዲ ነቲ ወብሳይት ብምጥቃዕ  ነቲ ወብሳይት ፎቶ ናይ መራሒ ሙስሊም ኣሕዋት ከም ዝጠቅዕሉን ኣብኡ ድማ ንክርስቲያንን ነቲ ንክርስቲያን ዝከላኸል ዘሎ ጀነራል ሲስን ደገፍቱን  ናብ ገሃንም ከነእትዎም ኢና ዝብል ናይ ፈኸራ ጽሑፍ ጽሒፎሙሉ።http://www.copticpope.org/cgi-sys/suspendedpage.cgi

እቲ ወብሳይት ንዉሑድ ግዜ ተቃጻጺሮሞ ብምጽናሕ።ህጂ ግን ፍጹም ተዓጽዩ ኣሎ።ቅድም ኢሉ ኣልቃዒዳ ን ወብሳይት ሲይአ(C.I.A.)ከምኡ ገይሩ ኣጥቂዑዎ ምንባሩ ይፍለጥ።http://www.bbc.co.uk/news/world-us-canada-16993488

በቲ ኮነ በቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ወቅቲ ትርከብ ኣላ።ስለዚ ብተኻእለና ብጸሎት ስለ ኣሕዋትናን ኣዴ ቤተ ክርስቲያናን ብጾሎት ክንነቅሕ ይግባእ።
በጃኹም ስለ እዛ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያና ሓቢርና ንጸሊ!።

Saturday, 6 July 2013

መንግስቲ ኤርትራ ህጂ እውን ንምፍራስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ሓድሽ ምስጢራዊ ግንባር ኣዋዲዱ !!!።

መንግስቲ ኤርትራ ህጂ እውን ንምፍራስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ሓድሽ ምስጢራዊ ግንባር ኣዋዲዱ !!!።

መንግስቲ ኤርትራ ህጂ እውን ንምፍራስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዘለዎ ፕላን ይቅጽሎ ኣሎ።ዘለዎ ፕላን ንምትግባር ሓድሽ ውጥን ኣዊጺኡ ይሰርሓሉ ከም ዘሎ ዝመጸና እሙን ሓበሬታ የመልክት ።እቲ ብመርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ድሕነት ኣቢሉ ዝመጸና ሓበሬታ ቅድሚ ህጂ እውን ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንትን ካብ ክፍሊ ሃይማኖታዊ ጉዳያትን  ብዝብሉ ደብዳቤታት  መልእኽቲታት ተመሳሳሊ መጺኡና ኢዩ። ተኾነ፡ጋና ስለዘይተኣማመና ከነቃልሖ ኣይደለናን እቲ ዝመጸ ግን ጸሚቅና ብ ከምዚ ከነቅርቦ ደስ ይብለና።
መንግስተ ኤርትራ ን ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዘለዎ ናይ ምፍራስ መደብ ንምትግባርን ህዝቢ ብሕብረት ንኸይሓትት ንምግሚማዕን ።ኣብ ደገ ተፈጢሩ ዘሎ ሕቶ ሃይማኖት ነቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ጳጳሳት ምትብባዕ ፈጢሩሎም ክቃወሙ ስለዝጀመሩን ነቲ ብሕብረት ዝጓዓዝ ዘሎ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ንምፍራስ “ኣድማዒ “ ዝበሎ ሕንጻጽ ንምትግባር ዕሱባት ካህናትን ድያቆናትን የናዲ ከም ዘሎን ክሳዕ ህጂ ኣብ ከም በዓል ስዊዘርላንድ ኣብ ጀርመን ዓዲ እንግሊዝ ዝኣመሰላ ሃገራት ዛጊት ሰሊጡዎ ከም ዘሎን ዝመጸና ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
ክሳዕ ህጂ ኣስማት እቶም ንመንግስቲ ኤርትራ ክልኣኣኹ ብውሽጣ ውሽጢ ተተሓሒዞም ዘለዉ ሰባት በጺሑና ይርከብ ኣስማቶም ብዘይካ ሽም ሓደ ጳጳስ ንኻልእ ንግዝይኡ ሃይማኖተ ኣቦው ክትዕቅቦ መሪጻ ከም ዘላን ኣብ ግዝይኡ ግን ንህዝቢ ከም ትሕብርን ተፍልጥ።
ብተወሳኺ እዞም ህጂ ብእልቢ ዶላራትን ተታሊሎም ዘለዉ ምስጢራውያን ዕሱባት መራሕቲ ሃይማኖት።ዕላማኦም ንሕና ተቃወምቲ ኣይኮና ደገፍቲ።መንግስቲ ኣብ ሃይማኖት ኢዱ ከእቱ ቅኑዕ ኣይኮነን በቲ እንዳበሉ ግን ኣስዕብ ኣቢሎም ግን ኣይምልከተናን እዚ ፖሎቲካ ኢዩ ።ኢሎም እንዳጎስጎሱ ሰባት ንምልማስን ሰብ ደፊሩ ንስርዓት ፕረሲደንት ኢሳይያስ ከይቃወም ከየተረድኦም  ኣብ ኣገልግሎት መንግስቲ ምውዓልን።
ስርሖም ካብ ዝጅምሩ ኣስታት 7 ወርሒ ገይሮም ኣለዉ።ካብኣቶም ድማ ክሳዕ ገለ ኣባላት እቲ ን ፓትሪያርክነት ኣቡነ ደስቆሮስ ኣይንቅበልን ኢሎም ምስ ሰሜን ኣመሪካ ወጊኖም ዝነበሩ ምዃኖምን ስሙም ይሕብር።ገለ ድማ ካብኣቶም ካብ  እቶም ኣብ ጀርመን ዝርከብ ጳጳስ ክሳዕ ብምስጢር ኣብ ገዛውቲ ከይዶም በቶም ኣብዚ ሕንጻጽ እዚ ዝተዋፈሩ ሰባት ነቶም ኣብ ጀርመን ቅድመ ህጂ ዝነበሩ እሞ ናብ ጓሽ ባርካ ተቀይሮም ዘለዉ ጳጳስ  ኣቡነ ኣትናትዎስ ከይተረድኦም ብምትላል  ክህነት ዝወሰዱን ኢዮም።
ንሶም ኣብ ጎስጓሶም  ንሕና ምስ ኩሉ ኣይኮናን ኩሎም ጉጉያት ኢዮም።ሰሜን ኣመሪካ ን ሃይማኖት ይቅይሩዋ ኢዮም ዘለዉ።ኢሎም ከም ማእከላይ ደጋፊ ሓቂ ነቲ ብሰሜን ኣመሪካ ዝምራሕ ሃገረ ስብከት ካልእ ሃይማኖት ክፈጥሩ ደልዮም ኢሎም እንዳ ገለጹ በቲ ኸኣ ይፍታሀ ተጋግዩ ኢዩ ኢሎም ይዛረቡ።
ቀንዲ ነቲ ብሰሜን ኣምሪካ ተፈጢሩ ዘሎ ዘስግኦ ሕብረት ንምብቲታንን  ህዝቢ ንምክፍፋልን ከም ዝጣራጠርን ነቲ ተሪሩ ብቁጽሪ እንዳበዝሐ ክሳዕ ኣብ ውሽጢ ሃገር ን መንግስቲ ኣስጊኡዎ ዘሎ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ሃደሽደሽ ኣቢልካ ከም ዝፈርስ ምግባርን ኢዩ።ነዚ ከሳልጡ ዝተወደቡን ኢዮም።

*ኣብ ዘረብኦም ኩሉ ግዜ ታርጌት ክገብሩዎም ከም ሕንጻጽ ተዋህብዎም ቀዳማይ ዓላማ ን ኣቡነ መቃርዮስን ሊቀ ካህነት ገብረሚካኤል የውሃንስ ካልእ ኣስማቶም መጺኡና ዘሎ ተሰማዕነት ኣለዎም ዝበልዎም ካህናትን ድያቆንናትን የጠቃልል።
እዛ ተመዚዛ ዘላ ጉጅለ ምስ ይፍታሀ ርክብ ከም ዘይብላን ብቀጠታ ምስ ሃገራዊ ድሕነትን ኣባላት ጸጠታን  ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንትን ብ መገዲ ኣቡነ ማርቆስ  ኮይና ስርሓ ብ መገዲ ጳጳስ ኣባ ማርቆስ  ናብ ሃገራዊ ድሕነትን ክፍሊ ጸጠታ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ምርካብ ኢዩ።እተወገዙ ባዕላዊ ፓትሪያርክ ኣቡነ ደስቆሮስ ነዚ ፍጹም ኣይፈልጥዎን።ነዚ ምስጢር ኢዚ ብዘይካ 2 ኻህንን ኣባ ማርቆስን ሰበስልጣን መንግስተ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ክፍሊ ጸጠታ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንትን ሃገራዊ ድሕነትን የማነ ገብርኣብን ዝፈልጦ የሎን።
ምኹብላል ኣባ ማርቆስ ኣብ ኢሮጳ እንበኣር ኮነይ ኢልካ 3ይ ፓርቲ ንምምስራት  ብፕላን ቤት ጽሕፈት  ፕረሲደንት ዝተሓንጸጸ ኢዩ።እዚ ደርሆ ፋሕጢራ ትረኽቦ ፡ኣባ ማርቆስን ዕሱባት ሰዓብቶምን ምስ ኣቡነ ደስቆሮስ ርክብ ከም ዘይብሎምን፡ኣምሲልካ ልቢ ህዝቢ ብምስራቅ ነቲ ተሪሩ ክቃወም ጀሚሩ ዘሎ ሃገረ ስብከት ኣምሪካ ተቀባልነቱ ንምህሳስ በዚ ወዲ ከምዚ ድማ ሕቶ ሃይማኖት ምልማስ ኢዩ ምጽዓር ኢዩ።
          ካብተን ተዋህባ ዕዮ ገዛታት ።
1ይ.ኣብ ትገብሮም ጎስጓሳት ን ኣቡነ መቃርዮስን ሊቀ ካህናት ገብረሚካኤል ካብ ህዝቢ ንምንጻል ሓድሽ ሃይማኖት ክምስርቱ ከም ዝደለዩ ገርካ ብትምህርትን ብዕላልን ምጉስጓስ።ን ተዋህዶ ክቅይርዋ ይሰርሑ ከም ዘለዉ ገርካ ደቂ ንህዝቢ ምእማን።ካብቲ ክበሃል ዘለዎ።
ሀ.ኣደና ማርያም ሓጥያተኛ ኢያ ይብሉ ኢልካ ኣብ ልዕለኦም ጸለመ ምስንዛር።
ለ.ስላሴ ኣይኣምኑን ምባል ሰብ ከይስዕቦም ምጉስጓስ ኣብ መወዓዊዒ ዝብልዎም ምዝርጋሕ።

2ይ.እታ ቀንዲ ዕውቲ  ኣድማዒት ስራሕ፡-ኣብ ኣኼባ እቲ ብ ኣብ ትሕቲ ኣቡነ መቃርዮስ ዝምራሕ ሃገረ ስብከት ኣውረጳን ኣመሪካን ብምርካብ  ደጋፊኦም መሲልካ ኣብ ኣኼባ ፋሕ ከም ዝብል ምግባርን ፡ኩሉ ግዜ ሓሳባት ዝኸፋፍሉ ገርካ ግርጭት ምፍጣርን ካህናት ተኣኪቦም ኣብ ሓደ ነጥቢ መታን ከይበጽሑ ዝዘርግ ሓሳብን ሓልዮት ዝተሓወሶ ዝመስል ጥበብ ብምጥቃምን ምብታን ከም ዘይሰማምዑ ገርካ ብምዝራግ ፋሕ ምባልን ።እቶም ካህናት ውሽጦም ከም ዘይትኣማመኑ ምግባርን።
3ይ,ሀ.ን ኣቡነ መቃርዮስ ተኺኢልካ ገይጋ ትምህርቲ ከም ዝምህሩ ብ ግልጺ ዘይኮነ ብውሽጣውሽጢ ምውዳብ።
ለ.ካብኡ ሓሊፍካ ድማ ኣቡነ መቃርዮስ ብ ሲኖዶስ ኤርትራ ስለዘይምሓሉ ኣባል ሲኖዶስ ኤርትራ ኣይኮኑን ዝኾነ ውሳኔ ንሶም ኣይህቡን ኢልካ እቲ ሃገረ ስብከት ነንሕድሕዱ ከም ዝባላዕን ከም ዝናቆትን ምግባር።ርእሲ ከምዘይብሉ ገርካ ብምትራፍ ሰብ ጸር ጸር ኢሉ ንሱ ፋሕፋሕ ከም ዝብልን ንሱ ብንሱ ደኣ ምስ ኣባ ደስቆሮስ ጉጅለ ይፍታሀ ይሕሸና ኢሎም ክሳዕ ኣንጸርጺሮም ከም ዝምለሱ ምግባር።
4ይ, ካብ ኩሉ ናጻ ኢና ዝብል ሃገረ ስብከት ከም ዘሎ ገርካ 3ይ ፓርቲ ምምስራት ሓድነት ቤተ ክርስትያን ምፍራስ።እዚ 3ይ ፓርቲ ከም ዘለዎ ኮይኑ ገለ ጳጳሳት እውን እንተተኻኢሉ 4ይ ፓርቲ ክምስረት ኢዩ ክሳዕ ንሱ ዝምስረት ንዕኡ ዘገልግል ጳጳስ ዝምልመል ግን በዚ 3ይ ቆይሙ ዘሎ ፓርቲ ገርካ ህዝቢ ምክፍፋል።4ይ ፓርቲ ክሳዕ ህጂ መን ኢዩ ጳጳስ ከመይ ገይሩ ንህዝቢ ይፈላልን ይገማምዕን ዝተዋህቦ ስትራተጂ ኣይበጽሓናን።እዚ 3ይ ፓርቲ እዚ ን መንግስተ ኤርትራ ወይ ድማ ን ምምሕዳር ይፍታሀ ዝቃወም ገርካ ብምቅራብ። ብጾሎት ኢዩ ዝፍታሕ ስቅ ንበል ን ኣምላኽ ንግደፎ ኢልካ ህዝቢ መሰሉን ጉቡኡን ከይሓትትን ግዝይኡ ኣብ ሸንኮለል ከም ዘሕልፎን ምግባር።ቀንዲ ዓላማኡ ድማ ን ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣምሪካ ምፍራስ ኢዩ።እዚ 3ይ ኣካል ኣብ ምፍራስ እዚ ብ ኣቡነ መቃርዮስ ዝምራሕ ሃገረ ስብከት ኣመሪካን ኣውረጳን ተዘይ ተዓዊቱ።4ይ ፓርቲ ክፍትን ኢዩ።
5ይ,እዞም ሰለስተ ጊጅለታት ነንሕድሕዶም ከም ዝባልዑ ገርካ ጉዳይ ቤተ ክርስቲያን ረሲዖም ኣብ ነንሕድሕዶም ከም ዝባልዑ ገርካ ዓይኒ ህዝቢ ናብ ካልእ ጉዳይ ምጥምዛዝን ን መንግስቲ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ዝገብሮ ዘሎ ከይሓተቱ።ንብረት ቤተ ክርስቲያን ከም ቅርሲ ናብ ሃገረ ቻይና ከም ዝግዕዙ ምግባር።ሰባት ናይ ቻይና ትምህርቲ ከም ዝምህሩ ገርካ ባህልን ኣተሓሳስባን ጫይናውያን ምትእቲታው።ነዚ ክቃወሙ ንዝጀመሩ ድማ ዋእ ታይ ገደሰኒ ኢልና እንበር በዓል ቀሺ ክስቶ ደኣ መዓስ ብ ሃይማኖት ይሓብሩና ኮይኖም እንዳበልካ ሰብ ከም ዘይታኣማመን ምፍጣር።ዝዓበየ ነገር ኣብ ውሽጢ ኮንካ ምስራሕ።
6ይ, ሓይልን ሓድነትን እታ ቤተ ክርስቲያን መታን ክመውት።ብተኻእለ ናይ ግሊ ኣብያተ ክርስቲያናት ተተፈንጪሎም ካህናት ንኽኸፍቱ ብ ኢደ ዙር ምትብባዕ።
እዚ ካብቲ ዝመጸና (3) ሰለስተ ደብዳቤታት ኮይኑ።ኣዋጺእና ዘቅረብናዮ ኢዩ።
መንግስቲ ኤረትራ ቅድመ ህጂ እውን ነቲ ኣብ ኣመሪካ ዝሰደዶ ጳጳስ ኣቡነ ሽኖዳ ዝበሃሉ ኤርትራዊ ጳጳስ ምስኡ ርክብ ከም ዘይብሉ ኣምሲሉ።ኣብ ኣመሪካ ዑቅባ ከም ዝሓቱ ብምግባር።ነቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብር ህዝቢ ከም ዝከፋፈል ገይሩ ኢዩ።ህጂ ድማ ነቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝረኸቦ ዓወት ንምድጋምን ነቲ ኣብ ኣውረጳ ዝኸሰሮ ንምክሕሓስን ን ኢትዮጵያዊ ጳጳስ ኣቡነ ማርቆስ ሰዲዱ ህዝቢ ንምክፍፋል።ምስ ይፍታሀ ርክብ ከም ዘይብሎም ኣምሲሉ ን ተዋህዶ ንምፍራስ ተበጊሱ ኣሎ።ህዝቢ ተዋህዶ እንበኣር ንቃሕ።ብ ተወሳኺ ዝመጸና ጸብጻባት ከም ዘመልክትዎ ኣብዚ ዕዮ እዚ ዝሳተፉ ገለ ናይ ኢትዮጵያ ፈለስቲ ኣብ ኢሮፕ ዝነብሩ ተጠቂሶም ይርከቡ።
ሓፈሻዊ ንብሎ ህዝቢ ተዋህዶ ንንቃሕ።ኣስማቶም ድማ ከም ፍቃዱ ኣብ ዝቅጽል ከም ኩነታቱ ከም ነቅርቦ ንሕብር።
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነቶም ን ቤተ ክርስቲያን ካብ መርዓዊኣ ክርስቶስ ክጨውዩዋ ዝሕሉኑ ዘለዉ ተዃሉ የድሕናን ይሰውራን ኣሜን።ንዕኦም ከኣ ናብ ልቦም ይምለሶም።
             ኣምላኽ ኦርቶዶክስ ይባርኽ ኣሜን።
                  06/07/2013   

                 ሃይማኖተ ኣበው።

Thursday, 13 June 2013

14 Jun'13 News Maronite, Orthodox leaders call for release of kidnapped Syrian bishops.

14 Jun'13 News
Maronite, Orthodox leaders call for release of kidnapped Syrian bishops.

BEIRUT -- Lebanon's Maronite Catholic patriarch and Syria's Greek Orthodox patriarch called for the release of two Orthodox bishops kidnapped in Syria.
"We demand the kidnappers and the countries concerned" to release the two bishops and the two priests kidnapped before them, and all those who have been kidnapped on Syrian territory, said Lebanese Cardinal Bechara Rai, the Maronite patriarch, and Greek Orthodox Patriarch John X in a joint statement from Bkerke, the Maronite patriarchate north of Beirut.
"We express our sorrow and regret for the continuation of the cycle of violence in Syria, which kills people and destroys their homes," the two religious leaders said in their appeal on behalf of Orthodox Metropolitan Paul of Aleppo and Syriac Orthodox Metropolitan Gregorios Yohanna of Aleppo.
The Orthodox leaders were kidnapped April 22 in northern Syria while on a humanitarian mission.
Cardinal Rai and Patriarch John also urged all Lebanese parties, as well as regional and international powers to end their involvement in the Syrian conflict.
"On the contrary, we appeal to everyone to work for peace, safeguard the history of Syria and its civilization, which dates back to centuries," they said.
The cardinal and the patriarch called for "a political solution through dialogue and negotiation" to the Syrian conflict that is "fair and equitable for all." They emphasized that such a solution should be generated internally and not imposed on the Syrian people from outside powers.
They urged countries in the region, the international community and international institutions "to carry out their responsibilities towards displaced Syrians" and to help Lebanon as it struggles to host and accommodate more than 1 million displaced Syrians.
However, they said, what is needed is "the foundation to stop the violence and war, so that the displaced people can return to their homes and lands as soon as possible."
"We ask God to inspire all consciences ... to work to bring about a just and comprehensive peace, and respect for the dignity and sanctity of human life," they said.

Source:

haymanoteabow@gmail.com

Wednesday, 5 June 2013

Bishops Kidnapped in Syria: The Eastern Orthodox Community Mobilizes in Paris.


Worries are growing about the fate of the two bishops kidnapped on April 22 near Aleppo, in Syria. More than a month after the kidnapping, there is still no news of the Greek Orthodox bishop of Aleppo, Boulos Yazigi, and Youhanna Ibrahim, the Syriac Orthodox metropolitan of the same city. According to several sources, the two prelates were kidnapped in the village of Kafr Dael as they were trying to mediate on behalf of two priests kidnapped by rebel groups several months earlier.
If, in the days following the abduction indignant responses poured in from around the world, the matter was not covered by the media. A silence that makes the Orthodox fear that the two bishops will be forgotten.
Alerting the International Community

During a sermon given in Damascus on May 20, the Orthodox Patriarch John X of Antioch said, "I will take advantage of this occasion in order to address, in your name, you who are in the homeland or in the diaspora, a call to the international community to encourage them to use all possible means to obtain the liberation of the kidnapped [bishops]..."

In response to that call, the Orthodox community in France decided to mobilize to alert "the international community and French public opinion about the two kidnapped bishops, but also about all people deprived of liberty," according to the words of the communiqué. At the initiative of the Antiochian Orthodox Archdiocese of Europe and the Syriac Orthodox church in Paris, a gathering is scheduled on Sunday, June 2, at Human Rights Square, Trocadero, Paris. 

Interviewed by FRANCE 24, Ignatius Alhochi, bishop of the Orthodox community in France, emphasizes that it is "a silent gathering of prayer for the liberation of the two bishops..." He explains that the goal of this unprecedented demonstration is to "truly attract the attention of pubic powers to this matter, in order to work for their liberation."

The Bishops are Still Alive

Even if little information filters in about the identity and motives of the bishops' kidnappers, some sources within the opposition have nevertheless repeatedly reported that the bishops are still alive. "The only information that is sure for us is that two or three days ago a doctor visited the two bishops. They are well," declared to the press Abdalahad Steipho, a member of the Syrian National Coalition, the main opposition body, on May 26, at an opposition meeting in Turkey.

Abdalahad Steipho, himself Christian, presides over a committee formed by the SNC to investigate the heinous kidnappings of which rebel groups have been accused for two years. He has also stated that the committee's efforts to make direct telephone contact have failed and that it was receiving "a great deal of contradictory information about the identity of the kidnappers and their demands for ransom." Asked about different possible paths, the opposition member responded, "This kidnappings are sometimes committed by criminal groups, sometimes by the regime of Asad, and sometimes, we must be frank, units of the Free Syrian Army are responsible for such kidnappings, in order to arrange hostage exchanges." 

Kidnapping, a Lucrative Business Now Commonplace in Syria

For Hassan, a member of the community, who is attending the gathering on Sunday, "the initiative does not intend to be just for the community, but rather for humanity." "All are invited to come. There will be Christians and Muslims," he assures. This father, a dentist, does not hide his worry. "We hope that the bishops were kidnapped for profit, as is the case with many Syrians, and not because they are bishops," he confides.

Several Muslim dignitaries have been killed since the beginning of the Syrian conflict, two years ago, but this is the first time that Christian prelates have been victims of the belligerents. Christians, who constitute about 5% of the Syrian population, are particularly vulnerable in the context of the anarchy encouraged by the conflict that is bloodying the country, the Organization for the Defense of Human Rights emphasizes. Interviewed last September by Reuters, Youhanna Ibrahim, the kidnapped bishop of Aleppo, indicated that Aleppo's Christians were directly affected "by the fighting that has been going on for months for control of this great city of the north of the country."

"We want to attract attention to these two persons, but through them to all those who are kidnapped in Syria," Hassan explains. Kidnapping has, in effect, become commonplace in Syria. Many have had to pay exorbitant sums in order to obtain the freedom of a family member from armed groups.


Cited by Le Figaro last February, the Syrian Minister of Reconciliation evoked "an large  market." He estimates at 5000 the number of people kidnapped by one side or the other or by bandits who take advantage on instability in order to make money.